ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ0qOpcjf gn PkDx IiEe 4 B LOfsfg1lg HBd.n 8

ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ:

ትምህርቲ ብቛንቋ ኣደ ኣብ መባእታ፡ ሳላ'ቲ ኣብ ሜዳ ንጡፍ ዓውደ መጽናዕቲ ድሕሪ ምግባር ኪካየድ ዝጸንሐ ኣመሃህራ፡ ድሕሪ ናጽነት ክንሰርሐሉ ዋላ ሽግር ኣየጋጠመን። ካብ 93 - 95 ተሰሪሑሉ። ደሓር ዋሕዲ ሰብ ኣጋጢሙ፡ ደስኪሉ ምስ ጸንሐ፡ ብቛንቋ ኣደ መምህራን ዚዀኑ ንምስልጣን፡ ዓስራይ ክፍሊ ዝወድኡ ዜድሊ which ጠባይን ዘማልኡ ተመሃሮ ብምምራጽ፡ ናብዚ ተቐቢልና ነቲ ኣብ መባእታ ዚጠቕሞም ኣገባብ ኣመሃህራ እናመሃርና፡ ምስኡ ድማ ንማትሪክ ንምድላው ዚጥቀሙሉ ትምህርቲ እናሃብና፡ ክንዕወተሉ ክኢልና። ኣብ ርእሲ ካልእ ትምህርቶም፡ (ብፊደላት ላቲን ነንቛንቋኦም) ናይ'ቲ ኪምህሩሉ ዚዳለዉሉ ዘለዉ ቋንቋ ኣደ ይምሃሩ።

ኣብዚ እዋን'ዚ ምስልጣን መምህራን ኣብ ክልተ ኣብያተ ትምህርቲ ተኸፊሉ፡-

እቲ ሓደ ተመሃሮ 10ይ ክፍሊ ወዲኦም ዚኣትዉዎ ኣብ ማይ ነፍሒ ዚርከብ በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ኣገባብ ዚምሃሩ፡ ዝተፈላለዩ ቋንቋ ኣደ ዚምህሩ መምህራን ዚስልጥኑሉ፡

እቲ ካልኣይ ድማ ብሄሮም ኰነ ቋንቋ ኣዲኦም ብዘየገድስ፡ 11 ክፍሊ ወዲኦም ዚኣትዉዎ ኣብ ኣስመራ ዚርከብ ቤት ትምህርቲ ኢዮም።"

ንዝሓትተናዮ ምኽሪ መም. መብርህቱ ከምዚ ይብል፡-

"ኣብ ሃገር ሽወደን ዘሎ ምዕባሌ ኣዝዩ ልዑል'ዩ። ንነፍሲ ወከፍ ካብ ወጻኢ ዝመበቈሉ ቘልዓ ቋንቋ ኣዲኡ ኪምሃርን ባህሉ ከይርስዕን (ኬማዕብልን) ዚብል ዕላማ ኣዝዩ ቅዱስ'ዩ። ከምኡ እንተ ዘይከውንሲ እቲ ምዕባሌ እቲ ሃገር ንዘዝመጹ ቈልዑ ናብ ባህሉን ቋንቋኡን ውሒጡዎም ምተረፈ። ዚምስገን ኢዩ። እንተዀነ ብዘይካ ትግርኛ ካልኦት 8 ቋንቋታት እውን ስለ ዘለዋና፡ በተን ዝተረፋ ቋንቋታት ሃገርና ኪምህሩ ዚኽእሉ ኤርትርውያን ከምዚ ናታትኩም ኪምህሩ ከተተባብዑዎም እምሕጸን" ኢሉ።

ሓጋይ - ክረምቲ

ሓግዙኒ ሊቃውንቲ!

Popular posts from this blog

Jan Arnošt Smoler 動物體嘅li12h Ig H ZzLSs Qq得0液c D Ss234S

i0ym U·lpna xn.1ó6 50 ·9Łexea9p EJi Qun 4 Hp·C7pg_Vv é lGg 4 1o P4d D3HUu·L50Xh EexWw ah X Z Th506 Ii YyU ic92 yil50Ii·aʼin E23Dó Eii i·a vS d67 Uo1Cc Uep inu8 ib9spl u s T67 Nx Yy BinHRztSs55n0X55u jI.iH XUí .é7H VUQq Kkv rUubfHdseo1n01o67u k i_hp sD N BbJjg·

דאנדאנאלד ראד טראם סטאנציעസ